ትካልና ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ነጅሓ ዝተብሃለ ካብ ወለድ ነፃ ንሙስሊም ማሕበረሰብ ዘገልግል ጨንፈር ከፊታ። ቴሌቭዥን ድምፂ ወያነ ትግራይ ድማ ከምዝስዕብ ገይሮም ኣዋዲደምዎ ኣለዉ።

You may also like these