ደደቢት ማይክሮፋይናንስ መበል202 ጨንፈራ ኣብ ተከዘ ከፊታ
ትካል ልቓሕን ዕቋርን ደደቢት መበል 202 ጨንፈር ኣብ ተከዘ ዕለት 17 ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ብዕሊ
ኣብ 2023 ዓ.ፈ 66 ንኡስ ጨንፈራት ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ናብ ኮር ባንኪኒግ ሲስተም ኣትየን
ኣብዚ ንዛዝሞ ዘለና 2023 ዓ.ፈ ጨንፈራት ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ብሲስተም ክተኣሳሰራ ብዝተገበረ ፃዕሪ ብዘይካ ኣብ ዞባ
ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ኣብ ቐረባ እዋን ኣብ 81 ጨንፈራታ ሓዱሽ ግልጋሎት ቴሌብር ትጅምር እያ
ትካል ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ስራሕታ ንምዝማን ብዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ድጅታል ቴክኖለጂ ተጠቒማ ኣብ 72 ጨንፈራታ ግልጋሎት ቴሌብር