ሰነድ ሕብረት ስምምዕነት ደደቢትን ሰራሕተኛታትን ብዝምልከቶ ኣካል ፀዲቑ

መቐለ፡ ሓምለ 30/2016 ዓ.ም ኣብ መንጎ ደደቢት ማይክሮፋይናንስን ናይቲ ትካል ሰራሕተኛ ማሕበርን መሰረት ገይሩ ዝተዳለወ ሰነድ ሕብረት ስምምዕነት ብቢሮ ኢንዱስትሪ ትግራይ ዳይሮክቶሬት ምርግጋፅ ኢንዱስትሪ ሰላም ፀዲቑ።

ደደቢት: ሰረት ብሩህ መፃኢ!

About the Author

You may also like these