ደደቢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጨንፈር ረቢዓ

ደደቢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጨንፈር ረቢዓ።

መቐለ 04 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ሓዱሽ ተወሳኺ ጨንፈር ሎሚ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 22 ከፊታ ስሩዕ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚራ።

ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ነቲ ሎሚ ኣብ 22 ፊት ንፊት ፅገ ሽሮ ዝተኸፈተ ጨንፈር ሓዊሱ ጠቕላላ ኣርባዕተ ጨናፍራት ኣለውዋ። ካብዚኦም እቶም ክልተ ሓደሽቲ እዮም።

ኣርባዕቲአን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዋ ጨናፍራት ብስርዓት ኮር ባንኪንግ ዝተኣሳሰራ እየን።

ደደቢት: ሰረት ብሩህ መፃኢ!

About the Author

You may also like these