From Our Blog
Blog
ልቓሕ 147 ሚልዮን ቅርሺ ንምድንፋዕ ዘበናዊ ሕርሻ!
ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ሓረስታይ ኣብ ሕርሻ መካናይዜሽን ንምሕቋፍ ዓሊማ መስርሕ መደበኛ ልቓሕ ኣብ ምትግባር ትርከብ። ብመሰረት
ብደደቢት ትካል ዕቋርን ልቃሕን ኣ/ማ ንህንፀት ኣባይቲ 70 ካሬ ዝተወሃበ ልቃሕ፣እታ ትካል ኣብ ውሽጢ 31 ዓመታት ንሕብረተሰብ ካብ ዘበርከተቶ ግደ ኣብ ቅድሚት ዝፅራሕ ምዃኑ ተገሊፁ።
እዚ ዝተገለጸ ደደቢት ትካል ዕቋርን ልቃሕን ኣብ ከተማ መቐለ 70 ካሬ መበል 27 ጨንፈር ብምኽፋት
ኣብ ወረዳ እምባሰነይቲ፤ዝተሃነፀ ሓወልቲ!
28 ለካቲት 2017 ዓ.ም ጉዕዞና ካብ ከተማ መቐለ ንኣንፈት ሰሜን ገይርና ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎ ሓሊፍና