From Our Blog
Blog
ኣብ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ግልጋሎት ልቓሕ ንምርካብ ዝመፁ ዓማዊል እዞም ዝስዕቡ ረቛሕታት ከማልኡ ኣለዎም፦
ልዕሊ18 ዓመት ንዝኾኑ። 2. ዝለዓለ ዕድመ 65 ዓመት። 3. ዝተሓደሰ ናይ መንነት መለለይ ካርዲ ዘለዎ።
ደደቢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጨንፈር ረቢዓ
ደደቢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጨንፈር ረቢዓ። መቐለ 04 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ሓዱሽ ተወሳኺ
ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ሎሚ መበል 206 ጨንፈር ከፊቱ
መቐለ፡ 18 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ሎማዓንቲ ኣብ ከተማ መቐለን ሮማናትን ክልተ ጨናፍር ኣመሪቑ
ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ ደደቢት ኣብ ዞባ ምብራቕ
25 ሓምለ 2016ዓም። ጉዕዞና ካብ ከተማ መቐለ ንዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣቢልና ኣለና። ናይ ሎሚ ዘመን