#ሓዱሽ_ብስራት_ካብ_ትካልኩም_ደደቢት_ማይክሮፋይናንስ

ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ናብቶም ዝነበርዋ ብርክት ዝበሉ ዓይነታት ልቓሕ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ናይ ተሽከርከርቲ (ብፍላይ መኻይን) ልቓሕ ምጅማራ ተበስር።

ስለ’ዚ ናይ ተሽከርከርቲ (ብፍላይ ማኻይን) ልቓሕ እትደልዩ ወገናት ኣብ ከተማ መቐለ ህንፃ ሸባ ኮሌጅ እንዳመፃእኹም ክትግልገሉ ንሕብር።

ደደቢት ሰረት ብሩህ መፃኢ!

About the Author

You may also like these